ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/ልምዓት፣ስ/ሰርቪስ፣ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን ግዝኢት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 19, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 16, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/06/2011ዓ/ም ክሳብ 18/06/2011ዓ/ም ሰዓት11:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 19/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s