ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋይ/ን/ምም/ርን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/06/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ስዓት 9:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ምድዋል ይከኣል፤