ን2ይ ግዜ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ ሊፍት ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/06/2011ዓ/ም ክሳብ 13/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416570 ምድዋል ይከኣል፤

                                                  

ጨረታ መደብ