መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘስርሖ ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ ናይ ሓባር ንብረት ዝኮኑ ኮሪደራት፣ መስተያት፣ ስላፕ/ናይ ህንፃ ጣራ/፣ ኣዳራሻት፣ ደረጃታት፣ ግሪን ኤርያታት፣ ዲች፣ /ናይ ማይ መክየዲ ካናላት/ ብኣጠቃላሊ ካብ ምድሪ ቤት ጀሚሩ ክሳብ 4ይ ደብሪ ዝርከቡ ቦታታት ናይ ፅሬት ስራሕቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 8, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
bidding: search status closed

1 ብግልጋሎት ፅሬት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ፤

2 ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ከፊሎም ዘሐደሱ፤

3 ብፅሬት ስራሕ ዘርፊ 2 ዓመት ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ፤

4 ንዝተዳለወ ሰነድ 100.00 ብር ብምክፋል ምውሳድ ዝክእል፤

5 ናይ ጨረታ መከበሪ ውሕስና 7000 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ለካቲት 06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 20/06/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ብምውሳድ ኣብ ቤት ፅሕፈት ብሎክ ረ ገዛ ቁፅሪ 307 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኦርጂናልን ኮፒን ብፖስታ ዓሺጎም ከእትው ይግባእ፤

7 እዚ ጨረታ 20/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 10:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 11:00 ይክፈት፤

8 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415316 ምድዋል ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s