ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ንኣባዱላ ሚኒባስ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 7, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 06/06/2011ዓ/ም ክሳብ 12/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፤