ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/ልምዓት፣ጉ/ደ/ኣንስትዩ Tvet ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 11, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/06/2011ዓ/ ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s