ንቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ ULGDP ንዳ/ዳ/መ/ዕደገን ንብረትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 8, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00ይከውን፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/0344-415152 ምድዋል ይከኣል፤