ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 5, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00ይከውን፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 10:30 ይክፈት፤

ጨረታ መደብ

s