ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢ/ማተሪያል፣ ናይ ማይ ኣቅሑት፣ ናይ ውፅኢት ማዕድን ፣ፅሕፈት መሳርሒን፣ማዕፆን መስኮትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 8, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 4, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ዘርፎም ዝተፈላለየ
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/05/2011ዓ/ም ክሳብ 08/05/2011ዓ/ም ሰዓት 5:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 5:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0343-400033/0343-40010 ምድዋል ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s