ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቑሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግ ስለዝደለና
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 6, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status open
1 ናይ ዘእትዎ ዋጋ 2% ጥረ ገንዝብ ወይ ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል
2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ
3 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን::
4 ጨረታ ዘሸነፈ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ከረክብ ዝኽእል::
5 ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 03/1/2008 ዓ/ም ይኸዉን
6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 12/01/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 12/ 01/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን
7 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ