ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ናይ ቤት ማዘጋጃ ን2011ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ደረቅ ጓሓፍ ምልዓል ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 20, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 8,000.00
bidding: search status closed
1 ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፋ/ኣቅ/ጨ/መ/ቁፅሪ 002 ደረቅ ጓሓፍ ናይ ሲፒኦ ዋጋ 8000.00 ቅርሺ
ተጫረቲንዞምዝስዕቡረቆሕታትከማእሉይግባእ
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ፣ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ብትካሎም ዝወፀ ኣካውንት ናምበር ዘቅርቡ፤
2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጂናል ዶክመንት 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቅረብ ዝክእሉን ናይ ትካም ማህተም ዘዓረፎ ፖስታ ዘቅርቡ፤
3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 50.00 ሓምሳ ቅርሺ፤
4 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 19/06/2011 ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት፤
5 ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤
6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር፤
ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937-023598 ወይድማ 0342-405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል