ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንስርሕ ንደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 3, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 3, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30-02/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል፤