ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ናይ ታቤላን ምልክታን መለጠፍን ካብ ናይ ሓፂን መፂን ፍቃድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 5, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/05/2011ዓ/ም ክሳብ 05/06/2011ዓ/ም ሰዓት 6:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:00 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599925 ምድዋል ይከኣል፤