ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ናይ ብረታ ብረት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 5, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 29/05/2011 ጀሚሩ ክሳብ 05/06/2011 ዓ/ም
2 እዚ ፕሮፎርማ 05/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599841 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤