ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና ፖሊስ 4-0037 ሞዴል 166 ሃይሉክስ ናይ መኪና ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 27, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 27, 2011 8:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ክሳብ 27/05/2011ዓ/ም
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤