ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 29, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/05/2011 ክሳብ 28/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 28/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:10 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794-95  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

                                         

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s