ማሕበር ልምዓት ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 27, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 22, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 27/05/2011 ዓ/ም
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከኣል፤