ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 24, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 24, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011 ዓ/ም
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413795/0914-758978 ምድዋል ይከኣል፤