ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ታቤላ ምልክታ መለጠፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝወፀኣሉ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011

2 ፕሮፎርማ ዕለት 23/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:00 ይክፈት፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s