ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ብስክሌታ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት ጥሪ 19, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
bidding: search status closed
1 ናይዚ ዘመን በቲ ዘርፊ ናይ ዘመን ዝተሓደሰን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም፤
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለሊ ቁፅሪ ዝተመዝገበኩምሉ ቲን ሰርቲፍኬት ክተቅርቡ ትክእሉ፤
3 ናይ ዘመን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነተ ሰርቲፊኬት ዘለኩም፤
4 ናይ እሴት ታክስ VAT ዝተመዝገበን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈሎ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011 ዓ/ም ድክላሬሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
5 ተጫረቲ ንነብስወከፍ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ ንብ/ምም ሓበራዊ ህንፃ ዘለዉሉ ኣብ ሳልሳይ ደብሪ ቁፅሪ 171 ክሳብ 30/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል፤
6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ 100000.00 ሽሕ ቅርሺ ብ ሲፒኦ(CPO) ወይ ድማ ናይ ባንኪ ወሕስና ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይክእሉ፤
7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-411052 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል፤