ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ካብ ዘለዎ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንናይ ቤት ፅሕፈትና ዝዉዕል ቱቦታት ማይ ምስ መገጣጠሚን ቆፀርትን ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 1, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 1, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed

ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ከመዝግብ ዝክእል፤

1 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክኾኑ አለዎም ናይ መወዳእታ ወርሒ ወርሓዊ ቫት ድክላሬሽን ከቅርቡ አለዎም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 መክበሪ ጨረታ 3000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ክሳብ ውዕሊ ዝእሰር ከትሕዝ ዝክእል

5 ናይ ባዕሉ መጋዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብቲ ቤት ዕዮ ከቅርብ ዝክእል፤

6 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስሩን 10 ሚኢታዊ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም፤

6 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ኦርጅናል ኮፒን ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ ከይኑ እቲ እተመልእዎ ዋጋ ናይቲ ድርጅት ላዕለዋይ ሓላፊ ተፈሪሙን ማህተም ዓሪፍዎ ምስ ኣድራሽ ዘቅርብ

7 ሰነድ ጨረታ እዙ ካብ ዝተቃለሐ ዕለት 16/05/2011 ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 ሓምሳ ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ዘርፊ ማሕበራት ከተማ መቐለ ጨረታ ኮሚቴ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 16/05/2011 ዓ/ም እስካብ ዕለት 30/05/2011 ዓ/ም

8 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኮይኑ ዝክፍተሉ ድማ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት፤

 9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344220221/ 0914241242/ ምድዋል ይካኣል፤

ጨረታ መደብ

s