ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ቀለም ፎቶ ኮፒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ክሳብ 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400222/0451/410219/403110/400201 ምድዋል ይከኣል::

ጨረታ መደብ

s