ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ናይ ላፕቶፕ ተሓዛሊ ካተር ፒላር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 16, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/05/2011ዓ/ም ክሳብ 21/05/2011 ዓ/ም  

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-410504 ምድዋል ይከኣል::

ጨረታ መደብ

s