ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ናይ ኮምፒተር ወረቀት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ክሳብ 17/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400129 ምድዋል ይከኣል::

ጨረታ መደብ

s