ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 16, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 15, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ክሳብ 16/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ንግሆ ይክፈት::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413795/0914-758978 ምድዋል ይከኣል::