ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ኣብ ሓሚዳይ ዝርከብ ዝተጀመረ ህንፃ ክሳብ 1ይ ደብሪ ኣስሪሑ ከጠናቅቅ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ህንፃ ንምስራሕ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለኩምን ቫት ዝተመዝገብኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 24, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 24, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ 8ተ ዝተመዝገብኩም፤

2 ብዝተዳለወ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ክሳብ ጂተ1 ምጥንቃቅን ሽንቲቤትን ሻወርን ምስራሕ፤

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 200.00 /ክልተ ሚኢቲ/ ዘይምልስ ብምክፋል ካብ 13/05/2011ዓ/ም ከሳብ 23/05/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምግዛእ ዋጋ መሊእካ ምቅራብ፤

4 እቲ ጨረታ በቲ ዕለት 23/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ኣበቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት::

5 ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

6 እቲ ህንፀት ውዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ ወርሒ ሰሪሑ ዘረክብ ዝክእል፤

7 ንህንፀት ዘቀርብ ማተሪያል ብትካልና ዝቀርብ በዓል ሞያ ዘረጋግፅ ይከውን፤

8 ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ብሲፒኦ ብር 50000.00 /ሓምሳ ሽሕ/ ዘትሕዝ ሰዒሩ ውዕሊ ኣሲሩ እንተዘይሰሪሑ ዘትሓዞ ኣይምለስሉን::

9 እዚ ጨረታ ትካልና እንተዘይተስማሚዑ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s