ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከ/ስ//ፋይ/ምም/ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብናይ ሰራሕተኛታት ተፅዕኖ ምንካይ ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጂን ብቤት ፅሕፈት ዝስራሕ ኣብ ወረዳና ዝርከብ ጣብያ ሑፃፅ 10ተ ናይ ሓባር ዒላ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 24, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 14, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
bidding: search status closed
1 ብስራሕቲ ማይ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲን መለለይ ቁፅርን ከፋላይ ግብሪ ዘለዎም፤
2 መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ን10 ዒላ 15000.00 ሽሕ ቅርሺ ዘቅርብ፤
3 ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ እናከፈኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከ/ስ//ፋይ/ምም/ንብረትን ምውሳድ ትክእሉ
4 እቲ ፕሮፎርማ 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይክፈት::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0346-610255 ምድዋል ይከኣል::