ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ክሳብ 17/05/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ እዚ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም 4:00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ምድዋል ይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s