ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያን ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥሪ 13, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 10/05/2011 ዓ/ም ክሳብ 15/05/2011ዓ/ም ሰነድ ምውሳድ ይከኣል
2 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት ኮይኑ ሰዓት 4:00 ቅ.ሰዓት ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል
]�)��f6��ɠ