ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ (ቢዝነስ ካርዲ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 13/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s