ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይ/ን/ምምሕዳርን ግልጋለት ዝውዕል ናይ ስታንድ ባይ ጀነሬተር በዓል ሞያ ኤሌክትሪክ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 13, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 13/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400527 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ