ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈታ ኣገልግሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ ፣ሞተር ሳይክል ስፔር ካልኦትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 15, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ 08/05/2011ዓ/ም ክሳብ 14/05/2011 ሰዓት 8:30 ይኸውን።
2 እዚ ፕሮፎርማ 14/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከኣል።