ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት መ/ልምዓት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ግዝኢት ዝኸውን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 10, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 8, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 07/05/2011ዓ/ም ክሳብ 09/05/201 ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 10/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ጀሚሩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s