ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሕትም ንደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 9, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ጀሚሩ 06/05/2011 ክሳብ ዕለት 9/05/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408887 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s