ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ደኣንትን ዋና ቤት ማዘጋጃ ማኑፋክቸሪንግ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2011 11:20 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 9, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 7, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 8/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ድ/ሰዓት
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406839/8501 ምድዋል ይከኣል።