ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሞዴል መኪናHZJ-79-L ቶዮታ ጎማ ምስ ካላማደርይኡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 7, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ 06/05/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣበ ከ/ምምሕዳር ዓይደር 03 ይክፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል።