ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መድረክ ክራይ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ክካረ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 7, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 7, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ኢቨንት ምዝግጃው
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 06/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 07/05/2011ዓ/ም ናይ ንግሆ ሰዓት 3:00

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s