ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕታኛታቱ ናይ ፕስችሪ ኣካውንቲንግ ስልጠና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከሰልጥን ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 4, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
  • ትምህርቲን ትሬይንግ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ክሳብ 04/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418556 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s