ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 2, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 2, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 27, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ክሳብ 01/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይከኣል።
2 እዚ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 9:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 9:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ይኸውን።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል።