ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 8, 2011 9:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 07/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ውሽጢ ናብ ንኡስ ከ/ስ/ዕ ቢሮ ቁፅሪ 12 ክተቅርቡ ብኽብሪ ይዕድም።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404346/3663 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s