ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ መለዋወጢ መኪና ኣቅሑት 105-MODEL ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 22, 2011 10:10 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ካብ ሰዓት 10:00 ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ሰዓት 10:10 ንጉሆ እቲ ፕሮፎሮማ ይኽፈት።  

 ብስ.ቁፅሪ 0344-401989 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s