ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሞያን ውቅሮ ጉጅለ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ወጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 23/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናብ ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ይፍፀም።

 ብስ.ቁፅሪ 0344-430565 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s