ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 20, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ኣቅሓ | መዐቀኒ | በዝሒ | መብርሂ |
1 | ኮንፈርት | ሴት | 01 | ሃርድ ቶፕ |
2 | መረጋገፂ | ሴት | 01 | HZJ76L-RKMRS |
3 | ወልፊት | ሴት | 05 | |
4 | ዳሽ ቦርድ ቅብዓት | ቁፅሪ | 02 | |
5 | ንፋስ መከላኸሊ | ቁፅሪ | 04 | |
6 | ናይ መኪና ሽቶ | ቁፅሪ | 02 | |
7 | መሪ መሸፈኒ (መሪ ከቨር) ሌዘር | ቁፅሪ | 01 | |
8 | ብርጅ ስቶን ጎማ 7.50*16M755 | ቁፅሪ | 05 | ምስ ፍላፑንካላማደሪያ |
1 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/04/2011ዓ/ም
2 እዚ ጨረታ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።