ናይ መሬት ሊዝ ጨረታ ቁፅሪ 56

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 25, 2007
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status open

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ከተማ መቐለ ከተማ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ንምሓዝ ብዝወፀ ሊዝ ደንቢ ቑፅሪ 76/2005 ከምእውን መምርሒ ቑፅሪ 5/2006 መሰረት ንመንበሪ፣ ንንግዲ ግልጋሎት ዝውዕል 120 ቦታታት ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ፣ ሓወልቲ፣ ዓይደር፣ ሓድነትን፣ ኲሓን ሰሜንን ኣዳልዩ ብሊዝ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከመሓላልፍ ይደሊ፡፡

ጨረታ መደብ