ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2011ዓ/ም ብጥሙር ባጀት ዝዕደጉ ናውቲ ትምህርቲ ፅሕፈት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣ ቫት ተመዝጋቢ፣ ተወሳኺ እሴት ታክስ ዘለዎ፣ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ፣ ብመምርሒ መሰረት 2% ዝኸፍል፤

2 ካብ ዕለት 16/04/2011ዓ/ም ክሳብ 18/04/2011 ዓ/ም

0919-446003

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s