ን3ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ ጨረታ ዓዲግራት ጥዕና ጣብያ ተ/ስውኣት ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሕትመት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ክንገዝእ ንደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2011 7:59 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 10.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

 በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 እዚ ጨረታ ዕለት 18/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ይኽፈት።

2 ሰነድ መሸጢ ዘይምለስ 10.00 ብር (ዓሰርተ ብር)

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-211602

ጨረታ መደብ

s