ን3ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ ጨረታ ዓዲግራት ጥዕና ጣብያ ተ/ስውኣት ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሕትመት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ክንገዝእ ንደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2011 7:59 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 10.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

 በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 እዚ ጨረታ ዕለት 18/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ይኽፈት።

2 ሰነድ መሸጢ ዘይምለስ 10.00 ብር (ዓሰርተ ብር)

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-211602

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s