ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ናይ ፈርኒቸር (ጣዉላ ሸልፊ ናይ ዉሽጢ ዓዲይ) ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/4/2011 ዓም ክሳብ 17/4/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቅራብ ይክእሉ
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/4/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9:10 ነባር ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ክ/ምምሕዳር ዓይደር 03 ዝርከብ ይክፈት