ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሓንቲ ሚኒ ላፕቶፕ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሕት ካብ 12/4/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይካአል::
3 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እሪ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ካብ 16/4/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ናይ ድሐሪ ሰዓት ይከዉን
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 17/04/2011 ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን
5 ኣድራሻና ከበቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::
6 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::