ጥላሁን ይግዛው ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ 2011 ንሆቴል ማናጅመንት ንስልጠና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ምግቢ ኣቅርቦት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 13, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ካብ 10/04/11 ክሳብ 12/04/2011ዓ/ም ብኣየር ይውዕል።
2 እዚ ጨረታ 13/04/2011 ዓ/ም 2:00 ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-771828 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።